ሀቅቼክ ሓሶት፡ እዛ ስእሊ ኣብ ቀረባ ኣብ ኦሮምያ ዝተቐትሉ ተወለድቲ ኣምሓራ ኣይተርእይን እያ። ByYared Yikuno January 6, 2023January 6, 2023
ሀቅቼክ ሓሶት፡ እዛ ስእሊ ተወለቲ ኣምሓራ ኣብ ወለጋ ብሓይልታት ፀጥታ ኦሮምያ እንትእሰሩ ኣይተርእይን ByYared Yikuno January 3, 2023January 3, 2023
ሀቅቼክ ሓሶት፡ እዛ ስእሊ ናይ ኦዳ ባስ መኪና ተዋጋእቲ ፋኖ እናጎዓዓዘት እንተላ እተርኢ ኣይኮነትን። ByYared Yikuno December 31, 2022December 31, 2022
ሀቅቼክ ሓሶት፡ እዛ ስእሊ ኣብዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንጺ ሰብ ብሓዊ ክነድድ እንከሎ እተርኢ ኣይኮነትን። ByYared Yikuno December 24, 2022December 24, 2022
ሀቅቼክ ሓሶት፡ እዛ ቪድዮ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ወለጋ ዝተቐትሉ ተወልድቲ ብሄረ ኣምሓራ ምዃኖም ኣይተርእን። ByYared Yikuno December 17, 2022December 17, 2022
ሀቅቼክ ሓሶት፡ እዛ ስእሊ ተወከልቲ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ንፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ዝሃብዎ ህያብ ኣይተርእን። ByYared Yikuno December 13, 2022December 13, 2022
ሀቅቼክ ሓሶት፡ እዛ ሎምቅነ ‘ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ብዛዕባ ኣቢይ ኣሕመድን እቲ ውዕሊ ሰላምን ሪኢቶ ሂቡ’ ብዝብል ዝተወዓወዐት ቪድዮ ናይ ቀደም እያ። ByYared Yikuno December 7, 2022December 7, 2022