ኣመሓዳሪ ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምሕረቱ ኣብ መንጎ ዕዳን ሓፈሻዊ ሃገራዊ እቶትን ዘሎ ርክብ ኣመልኪቱ ዝሃቦ ግጉይ ንፅፅር
ትንተና

ኣመሓዳሪ ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምሕረቱ ኣብ መንጎ ዕዳን ሓፈሻዊ ሃገራዊ እቶትን ዘሎ ርክብ ኣመልኪቱ ዝሃቦ ግጉይ ንፅፅር

ብ1 ሚያዝያ 2023 ኣመሓዳሪ ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምሕረቱ ምስ ቴሌቪዥን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ጠቕላላ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ደገ ዕዳ ምስ ናይ ኬንያ፣ ሱዳንን ደቡብ ኣፍሪካን እንትነፃፀር ኣዝዩ ውሑድ ከምዝኾነ ሓቢሩ ነይሩ። ከምቲ ዝበሎ ”ናይ ኢትዮጵያ ናይ ደገ ዕዳ 28 ቢሊዮን ዶላር እዩ፣ እዚ ከኣ 24 ሚኢታዊ ናይ ሓፈሻዊ ሃገራዊ እቶትና…